ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ን2013 ዓም ንናይ ከተማ ሸራሮ ሓምለዎት ቦታታት ካብ ክሬቸር ማይ እንዳጋዓዓዘ ከስቲ ዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ክራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 19, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 19, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 4, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 6, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 6, 2013 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ቤት ፅ/ት ሕርሻ ዝርከብ 200 ኩንታል ሲሚንቶ ብናይ ገጠር ሰፍትኔት ሓገዝ ኣብ ክፈለ ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ናይ ካል መስኖ ልምስራሕ ኣብ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ዝተገዘአ ኣብ ዒላላ መጋዝን ዝርከብ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 4, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 8, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 9, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረዳ ንዘለዋ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ 2013ዓ/ም መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ኣናእሽተይ መካይን ናይ ፅገና ጉልበትን ፣ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክበሪ ንዕደም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 4, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 18, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራማ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 18, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ቀወምቲ ንብረታት/ፈርኒቸር/ ፣ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ጉልበት ሰርቪስ ማለት እዉን ጋራዥን ፣ ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ጉልበት ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ክግልገልን ስለ ዝደሊ በቢ ዝምልከቶኩም ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብክብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 4, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 15, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 15, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,001.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቕሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲረ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 4, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 7, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 7, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲረ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 4, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 7, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 7, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሰራሕተኛታት ጫማን ካልስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጳጉሜን 5, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 11, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 11, 2013 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣብ ማኣድንን ኢነርጅን ኤጀንሲ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም መተሓባበሪ ዩኒት ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ LAN 25 ቶዮታ ፒክ ኣፕ ስፔር ክንገዝእ ስለዝደለና ስለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተጠቐሱ ሮቑሓታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ብኽብሪ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 13, 2013 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መኸላኸሊ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 5, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 1, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/