ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 21, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ዓርቢ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2013 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን ፣ ንደም ለገስቲ ምግብን ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 29, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 30, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቅድስት ማርያም ሆስፒታል ኣክሱም ን 2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ንምግዛእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2013 3:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2013 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 21, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 21, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,500.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዉኡ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ አቁሑታት መካይን ጎማን ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 2, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 2, 2013 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ ታርጋ ቁጥር ኢት4-19154 የሆነች ሞዴል IVECO –NJ1045DFCZ ኣምቡላንስ መኪና ለማስጠገን የሚከተሉት እቃዎች ህጋዊ ኣቅራቢዎች በማወዳደር መግዛት ይፈልጋል ስለሆነም የሚከተሉት መስፈርቶች የምታማሉ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2013 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ቶዮታፒክ ኣፕ ፣ ፓራዶ መኪና ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2013 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2013 11:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ክልልና ካብ ዝርከባ ላዕሎዎት ሆስፒታላት ንሰራሕተኛታት ዘድልዎም ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ግልጋሎታት ብምርካብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳዲሩ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 25, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 26, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ጎሚስታ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2013 10:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2013 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማን ፣ ካላማዳርያን ፣ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2013 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/