ቢሮ ፀጥታ ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2013ዓ/ምበጀት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝወዕል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ከምዝስዐብ ይኸዉን 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ፅሬት መሳርሒ 3 ሕትመት/ፓዳት/ ስራሕቲ ሎት4 ናይ ሚሊተሪ ደንቢ ክዳዉንቲን ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 25, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቆምትን ሃለቅትን አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ክንዕድግ ስለዝደለና ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ፅሬት ኣቅሑት ሎት 3 ህንፃ መሳርሒ ሎት 4 ማይ ኣቅሑት ሎት5 ኤሌትሪክ ኣቅሑት ሎት 6 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 7 ቃሚ ንብረት ሎት 8 ናይ ተሽከርካሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትጨረቱ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 4, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 4, 2013 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣብ ሆስፒታልና ዝርከባ ተሽከርከርቲ መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 16, 2013 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 16, 2013 4:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ኣዉቶብስ ኪራይ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 17, 2013 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ፍትሒ /ዓቃቢ ሕጊ ከተማ መቐለ ናይ ቋንቋ ግልጋሎት ዝካብ ሕጋዉያን ወሃብቲ / አመክርቲ/ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 17, 2013 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ቋንቋ ትርጉም /

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ምልሻ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ናይ 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 17, 2013 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 17, 2013 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 16, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 16, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 17, 2013 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ቀይሕ ጣፍ 13 ኩንታል ½ / ዓሰርተ ሰለስተ ኩንታልን ፈረቓን/ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 23, 2013 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 24, 2013 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /