ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት ን 2106 ዓም ንናይ ምምሕዳር መኪና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 24, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት ን 2106 ዓም ንናይ ምምሕዳር መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፔጅ ዝዓይነታ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 24, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

አብ ብሄራዊ ክልል መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ሰቆጣ ዲክላሬሽን ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈለለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ኦፍሪዴቭ ሃንድ ፖምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 26, 2016 3:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 26, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

አብ ብሄራዊ ክልል መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ዩኤንዲፒ ብዝረክቦ በጀት ንዝተፈለለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ኦፍሪዴቭ ሃንድ ፖምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 25, 2016 3:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 27, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 27, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉሉ መቀመጢ ተምሃሮ ዴስክ ማለት እዉን / combined desk/ : ናይ መምሀራን ጠረጰዛ ማለት እዉን/ teachers table / : ናይ መምህራን ወንበር ማለት እዉን/ teachers chair / :ፀሊም ሰሌዳ / black board / በቲ ቢሮ ዘቀመጦ ብግልፂ ዝርዝር መዓቀኒታት መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 27, 2016 8:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 28, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 150,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ን2016 ዓም በጀት ዓመት ካብዚ ንታሕቲ ዘርዘሩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት :ኤሌክትሮኒክስን : ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 28, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 28, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የመቀሌ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት በመቀለ ከተማ ዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ፅህፈት ቤት የሰዉ ሃይል ስራ ሂደት ለማዘመን አገልግሎት የሚዉል (Dijitaziation the Service delivery of HRM) በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ኅዳር 17, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 2, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 2, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬት ካደስተርን ከተማ ሽረ 92 ፕሎት መንበሪ 26 ፕሎት ድርጅትን ብድምሩ 118 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 28, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 28, 2016 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዘለዉ ዘገልገሉ ንብረታት ትቦታት ብረት: ናይ ማይን መገጣጠሚታትን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ትቦታት ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 27, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 27, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/