ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 1, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 1, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2016 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ቆፀርቲ: ካልኦት ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፍቲንግታትን HDPE መገጣጠምን : 2 ኮምፒተር : ፕሪነተር ን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 15, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 15, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ናይ HDPE ጥረ ኣቅሓ PE 100 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 16, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 16, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ላጪ ጥዕና ጣቢያ ንዘለዎ ናይ ሕትመት ፀገም ንምፍታሕ ናይ ሕትመት ካብ ዘለዉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርኛ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 29, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 30, 2016 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ላጪ ጥዕና ጣቢያ ንዘለዎ ናይ ፅሬት መሳርሒ ፀገም ንምፍታሕ ኦም ካብ ዘለዉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይዲ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 29, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 30, 2016 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ኮምፒተር መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ካሜራ መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ካሜራ መሳርሒታት ማለት እዉን ኣክሰሰሪ ናይ ካሜራ ግዚኢት በዝሒ 2 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 8, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 8, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ፋስ ስክሪን ኮንክሪት ምክሺቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 8, 2016 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 8, 2016 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጀንሲ ስታስቲክስ ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ አገልግሎት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 8, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 8, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ላፕቶፕን ፕሪንተርን ን : ዘርኢ መኖን : ናይ ኤንድስትሪ ዉፅኢት ዝኮኑ ናይ ሕርሻ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 6, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳ-ፃ-እምባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 6, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካልና ኣብ ከባቢ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝርከብ ክልተ ኪሊሜትሮ መንገዲ ማይ እትርብርብ ካብ 20 ሜትር ኬቢክ ንላዕሊ ማይ ናይ ምሓዝ ዓቅሚ ዘለዎ ቦጥ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘፈር ዝተዋፈርኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥሪ 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 14, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 14, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/