ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ንዝሃንፆም መንበሪ ኣባይቲ ብማሽናት ሓመድ ናይ ምፍሓርን ምልዓልን ስራሕቲ ንምክያድ ስለዝደለየ ነቲ ዝተቀመጠ ረቁሓታት እተማልኡ ናይ ኮንስትራክሽን ማሽነሪ ኪራይ (Construction Machinery Rent) ፍቃድ ዘለኩም ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 5, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 5, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2 %
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ማሽነሪ ክራይ/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ አብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ናይ ንግዲ ሐደ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 10, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 10, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2016 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ሰለሰት ኣናእሸተይ መሳርሒታት : ሎት ኣርባዕተ ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ጎማን ካላማደሪያን መኪናን ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 16, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 16, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ሳኒተሪ ፒቪሲ ፓይፕ ዲያሜትር 80 ሚሜ በዝሒ 10000 /ዓሰርተ ሸሕ / : ፒሲኤስ ኤሌክትሪካል ኮንዲት ርጅድ ዲያሜትር 16 ሚሜ በዝሒ 25330 /ዒስራን ሓሙሸተ ሸሕን ሰለሰተ ሚኢትን ሳላሳን / : ኤሌክትሪካል ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 160 ሚሜ በዝሒ 10 /ዓሰርተ / : ፒሲኤስ ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 50 ሚሜ በዝሒ 14 /ዓሰርተ ኣርባዕተ/ : ፒሲኤስ ኤሌክትሪካል ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 110 ሚሜ በዝሒ 19 / ዓሰረተ ትሽዓተ / : ፒሲኤስ ሄቪ ቱል ቦክስ በዝሒ ሐደ ሴት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 22, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 22, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ከእንስሳት እና ዓሳ ሀብት ሴክተር ልማት /LFSDP/ ፕሮጀክት በተገኘ በጀት ተሽከርካሪዎች በጨረታ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏ አወዳድሮ ለመግዛት ይልፈጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ሚያዝያ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ግንቦት 2, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ግንቦት 2, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: የጨረታ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏ ማስከበሪያ ቢድ ቦንድ በጨረታ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏ ዶክመንቱ ላይ የተጠቀሰው መጠን ገንዘብ በCPO አሰርተው ጨረታ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏ው ከመከፈቱ በፊት አያይዘው ማቅረብ ይኖርባቸዋል
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት መኪና/

The Office of Mehazut Saving and Credit Cooperative PLL has allocated sufficient budget to cost Consultancy Services of Engineering Design Review, Contract Administration and Construction Supervision for building construction of a 1st phase of B+G+2 out of the total Building site B+G+11 at 503.20 m2 located in Mekelle, Mizer sefer.

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 09th, April 2024 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Saturday 13th, April 2024 3:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Saturday 13th of April 2024 3:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Financial Consultancy/ Engineering Related Consultancy/ Organizational Consultancy/

ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ዘርፊ ስራሕ ፍቓድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዓቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 15, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 15, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

መቐለ ሆስፒታል ዋተር ፓምፕን ኣንሶላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 3, 2016 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 3, 2016 4:35 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 4, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 5, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/