ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ኣቅሑት ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 25, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 25, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ መጎዓዝያ መራከብን ክልል ትግራይ ካብ በጀት ዓመቱ 2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ መላእ መዋፈሪ መካይን ማለት እዉን መናሃሪያታት ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ኮነ ናብ ኣዲስ አበባ ካብን ናብን ዝግብር ጎዕዞ ስራሕት ምምሕዳር አገልግሎት ኢቲኬቲንግ መጎዓዝያ ካብ ሕጋዊና ነጋዶ በቲ ዝለምዐ ቴክኖሎጂ ዘማልኡ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 4, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 4, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ቁፅሪ 49/ 2016 ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሐደ ሚኒባስ ሃፍ ቫን በዓል 5 ወንበር በዝሒ ሐደ: ክልተ ስቴሽን ዋጋን በዓል 7 ወንበር በዝሒ ክልተ: ሰለስተ ፒካፕ በዓል 5 ወንበር በዝሒ 10 ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 11, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 12, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት መኪና/

ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 21, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 21, 2016 3:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/Stationery

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 25th, June 2024 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 28th, June 2024 3:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 28th of June 2024 3:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ Stationery Supplies/

The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/Computer and accessory.

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 25th, June 2024 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 28th, June 2024 3:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 28th of June 2024 3:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ Computer Sales and Accessories/ Electronic Equipment & Accessories/

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 21, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 21, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ከሓትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 21, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 21, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 21, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 21, 2016 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዋንነታ ናይ ከተማ ሓዉዜን ቤት ማዘጋጃ ዝኮነተ ሻንቱ ዶዘር ሞዴል S032 ዝኮነት ካብዚ ንተሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ ኩነታት ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 27, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 27, 2016 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/