ንማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተርያ/ክበብ/ ኣድላይ ኮይኑ ስለ ዝተረኸበ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ካፍተርያ ወይ ክበብ ግልጋሎት ዝህቡ ዝስዕብ ረቋሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 28, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 28, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/

Daughters of Charity (Doc) desires to purchase Electronics items.

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 03rd, July 2024 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 11th, July 2024 2:30 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 11th of July 2024 3:00 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,00.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Electronic Equipment & Accessories/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ካብ ናይ UINDP for Peace Support Program ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2016 ዓም ኤሌክትሮኒክስ :ላፕቶፕ :ዲስክቶፕ ኮምፒተር: ፕሪንተራት : ሃይ ባክቸር :ማእከላይ ስፒከር : ዊልቸር ብኣላሙኒየም : ክራንች ብኣለሙኒየም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩም ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 12, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 12, 2016 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ላፕቶፕ :ዲስክቶፕ ኮምፒተር: ፕሪንተራት :ማእከላይ ስፒከር መከበሪ ጨረታ 25000 ቅርሺ:ዊልቸር ብኣላሙኒየም : ክራንች ብኣለሙኒየም መከበሪ ጨረታ 6000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ : ናይ መኪና ጎማ ባትሪ ኣቁሑት ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 27, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 28, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 28, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 28, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ኽዳን ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 27, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 27, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

Mums for Mums Invitation to Bid For the Supply of Medicine Supplies

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 02nd, July 2024 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 05th, July 2024 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 05th of July 2024 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Pharmaceutical Products/Medicines/

ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ብትእዛዝ ናይ ሕጊ ኣካል፤ ከም ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 2020 ክሳብ 2023 ብገለልተኛ ናይ ደገ ኦዲተር ናይ ሒሳብን ናይ ንብረትን ኦዲት ኣግቢሩ ከቕርብ ትእዛዝ ስለዘተውሃቦ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 3, 2016 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 3, 2016 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ባኒ መጠኑን ኣሰራርሕኡን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ናይ ባኒ መሰንከቲ ግልጋሎት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 2, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 2, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ቀለብ ዝውዕል ፀባ ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 2, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 2, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኣቅርቦት ምግቢ /