Save the Childern Tigray area office (TAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply of Scholastic material (stationery)

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 26th, March 2024 10:08 am (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Sunday 07th, April 2024 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Sunday 07th of April 2024 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Books & Education Materials/ Stationery Supplies/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployment and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ርእሲ ዝሓዘ ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 16, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ኣብ ማእኸል ህንፀት መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ/ም 2ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተመደበልና በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል /ንብረት/ዕድጊት ንምክያድ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ናይ ሕትመት መሳርሒ፣ ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ማይ መሳርሒ፣ ናይ ሳፌታ ጨርቃ ጨርቂ መሳርሒ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሕት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርንቸር ኣቁሕትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 26, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 26, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ቢድ ቦንድ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ።
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣብ ማእከል ህንፀት መሰልጠኒ ማናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓም 2ይዙር ጨረታ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን: ናይ ፅሬት መሳርሕን : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ ማይ መሳርሒ : ናይ ሳፌታ ጨረቃ ጨርቂ መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 26, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 26, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ቴንዲኖ ብፕሮፈራማ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 18, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 18, 2016 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployement and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ርእሲ ዝሐዘ ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌከትሪክ ኣቅሑት : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 7, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 7, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሪኒክስ ወይ እዉን ላፕቶፕ: ኮምፒተር :ፕሪንተር :ፕሮጀክተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 27, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 27, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ SLMP 3 በጀት ዝክፈል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 30, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,001.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ራብዓይ ደበሪ ዝረከብ ህንፃ ናይ ብርሃን መእተዊ ቆርቆሮን ተመሳሳሊ ሕድሳትን ክገበረሉ ስለዝደለየ ኣብዚ ሞያ ዝተሳተፈኩም ክብ ደረጃ ሐደ ክሳብ ሓሙሽተ ፍቃድ ዘለኩም ትካላትን ነዞም ሲዒቦመ ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡን ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 16, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 16, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/