ኣብ ባጅት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ሓለዋ መፈተሺ ሳንሰር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 1, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 1, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ዘሎ ሳዕሪ ዓፂዶም ንዝወስዱ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 4, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 4, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/

መሰቦ ሲሚንቶ ፋብሪካ ለምርት አገልግሎት ጠቅላላ ከምንጠቀምበት 85,000 ሜትሪክ ቶን የታጠበ 105,000 ሜትሪክ ቶን ያልታጠበ የሀገር ውስጥ የድንጋይ ከሰል አቅራቢዎችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ነሐሴ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 7, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 7, 2017 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ትካልና ደጀና ኬሚካል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ዝተፈላለያ ዓቕምን ዓቐን (Specification) ዘለወን 13 ላፕ ቶፕ፣ 4 ዴስክ ቶፕን 1 ፕሪንተርን ክዕድግ ስለዝደለ ብቕዓት ዘለኩም መቕረብትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተጫረቱ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 22, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ኣፅቢ ናይ መንግስቲ ሞ/ሳይክል ፅገና በዓል ሙያ ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ኣብ ባጀት ዓመት 2017ዓ/ም ከፀግን ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ሰብ ሙያ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 6, 2017 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 6, 2017 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ኮምፒተርን ተዛመድቲን ዕገና ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ናይ ዓመት ውዕሊ ክአስር ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 30, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 30, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ትራንስ ኢትዩጰያ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ቢሮታት ናይ ሰራሕ ቦታን ናይ ሐለዋ አገልግሎት ንምርካብ ዝተዋፈረሉ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምእሳር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 13, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 13, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን : ሕትመት መቃሊሕ ጋዜጣ ብግልፂ ጨረታ ከወዳደር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 4, 2017 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 4, 2017 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ስፔር 15000 : ሕትመት መቃልሕ ጋዜጣ 30000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለደረቅ ጥረ ስርናይ: ዘይቲ ብልዒ :ሽኮር ዓተር ክክዕ ብመሰረት እቲ ቢሮ ዝቀርብ መረአይ ዝቀርብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 4, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 4, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትርጉምን ሕትመት ጋዜጣን(ምእውጅን ምምፅኣን )ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 30, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 1, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ቋንቋ ትርጉም /