በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ አቑሑት ካብ እንዳማርያም ጉግሳ ናብ እንዳ ገብርኤል ትራፊክ መብራህቲ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ናይ ምጉዕዓዝ ግልጋሎ ክረክብ ስለዝደለየ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 20, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 20, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 20, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 20, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ኤጀንስና ዘለዎ መተር ሳይክላት ግልጋሎት ዝዕቡ ፅገና/ ጋራጃት / ዓመታዊ ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ብኩንትራት ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 18, 2016 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 18, 2016 11:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ንዘለዋ ናይ ሰርቪስ ኣናኣሽተይ መኪና መራሒ/ሺፈር/ ሰርቪስ መኪና ንምቐፃር ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ/ክቖፅር/ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 20, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 20, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 17, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 17, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መስመር ማይ ዕገና ዝውዕል መገጣጠሚ (ፊቲንግ)

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 18, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 20, 2016 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣብ ኣካዳሚና ሰርቪስ ንምሃብ እትደልዩ ነባራትን ሓደሽትን ሰብ መኻይን ትካልና ን2017 ትምህርቲ ዘመን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መቐለ ዝርከቡ ተማሃሮና ሰርቪስ ከምቲ ልሙድ ብዝተበታተነ ከይኮነስ ብደረጃ ኣካዳሚ ውዕሊ ኣሲርና ክነማሓድሮ ስለንደሊ ነባራትን ሓደሽትን፡-

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 23, 2016 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 23, 2016 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ 2016 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 8ተ(ሸሞንተ) ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ፋይናንሳዊ ሒሳባት ብናይ ደገ ኦዲተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ኦዲተራት ክትጫረቱ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 26, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 26, 2016 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

Ethiopian Catholic Church Social & Development Commission of Adigrat Mekelle Sub Branch office invites bidders to supply Used Vehicle Land Cruiser Mark 2 to be used for field works supervision at rural areas.

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 22nd, August 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 26th, August 2024 10:01 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 26th of August 2024 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Vehicle Rent/

የኢትዮጵያ ገቢዎች ሚኒስቴር መቐለ ቅ/ፅ/ቤት የባህላዊ ምግብ መስተንግዶ አገልገሎት፣ የሆቴል መስተንገዶ አገልገሎት እና የትንሹ እሽግ ውሃ አገልግሎት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ነሐሴ 14, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 25, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 25, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ካፌን ሬስትራንትን/