ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና፣ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 30, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 1, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 1, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 1, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ባትሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 1, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 1, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ላቫጆ መካይን ግልጋሎት ንምርካብ ናይ ጀነሬተር አቐሑት ዕዲጊት ብፕሮፎርማ ብምልጣፍን ብምብታንን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 30, 2017 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 1, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ንኩሓ ሆስፒታል ትካልና ዝዉዕል ግልጋሎት ዘይቲ ብልዒ ንምግዛእ ስለዝደለየ ናይዚ ትካላት መቅረብቲ ዝኸንኩም ግለሰባት እቲ ፕሮፈርማ ካብ ዕለት 28/01/2017ዓ.ም ክሳብ 30/01/2017ዓ.ም ሰነድ ፕሮፈርማ ንክትወስዱ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 30, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 30, 2017 4:05 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

የትግራይ ክልል ጠቅላይ ፍርድ ቤት ጨረታ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏ ማስታወቂያ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 29, 2017 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/ ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ኮብራ መኪና ስፔር ፓርት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 30, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 30, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መልዓሊ(መጉተቲ) ክሬን ክራይ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክካሪ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 30, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 30, 2017 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ማሽነሪ ክራይ/

ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 1, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 1, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ.ማ. የ2016 ዓ.ም. በጀት ዓመት የድርጅቱ የሥራ እንቅስቃሴ ወይም የሒሳብ ሥራ በውጭ ኦዲተሮች በጨረታ አወዳድሮ ኦዲት ማስደረግ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ መስከረም 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 1, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 1, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/