ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ንስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ማለተ እዉን ላፕቶፕ ዲስክቶፕን ምስ ሙሉእ ቀረባቶም ወይድማ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ከምእዉን ዘይተጠቀመሉ ናይ ዝተፈላለየ ዓይነታት መካይን ሐደሽቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለተ እዉን እስፔር ፓርትስ ከምእዉን ናዉቲ ኮንስትራክሽን ወይድማ ኮንስትራክሽን ማተሪያል ማለት እዉን ፀፀር 00 : 01: 02:03 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላዋይ ፀለምቲ ብናይ 2016 ዓም ስሩዕ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝረርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣብቶ ዝተገለፁ ዘፈራት ንዝተዋፈሩ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ብሎት ንዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ማለት እዉን ሕትመት : ፅሕፈት መሳርሒከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሰነ 8, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሰነ 8, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቅሑት ኦክስጅን ፕላንት ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ አገልግሎተ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 25,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፈርንቸር አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 03:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኑክስ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 03:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ ፅርየት ኣቁሒት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ደም ባንክ ማይጨው ናይ ንደም ባንክ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቁሑት ብጨረታ መሰረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/