ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕል ትርጉም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርናትርጉም ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 25, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 27, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 27, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ቋንቋ ትርጉም /

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ቆዋሚ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ወንበርን ጠረጴዛ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 25, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 4, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 4, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኣታዊኡ ንህንፀት መንደር መሐብ ሓበ ፍሬምናጦስ ዝውዕል ብመሰረት እዚ ኣብዚ ዓውደ ስራሕ ዝነጥፉ ፕሮሞተራት ብኩነት ምድላው (Event Organizing) ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ኣብቲ ዓውዲ እትነጥፉ ኣካላት ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ኣብዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ነሐሴ 25, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜ 1, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜ 2, 2016 3:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኢቨንት ምዝግጃው/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ መበየዲ ፕላስቲክ ትፖ ማለት እዉን ዊልዲንግ ማሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 4, 2016 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 4, 2016 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ትርጉምን ፅሑፉን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 28, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 28, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ቋንቋ ትርጉም /

በመቐለ ጉምሩክ ኮሚሽን ቅ/ጽ/ቤት እና በመቅረጫ ጣቢያዎች ስር ተይዘውና ተወርሰው የሚገኙ የተለያዩ የምግብ ነክ ዕቃዎች፣ የኮንስትራክሽን ዕቃዎች፣ የንፅህና ዕቃዎች፣ የቤትና የቢሮ ዕቃዎች እና ልዩ ልዩ ዕቃዎችን ባሉበት ሁኔታ በግልጽ ጨረታ ተጫራቾችን አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሐሴ 23, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 30, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 30, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 3, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 3, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 28, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 28, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 28, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 28, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝ/ዩ ናይ ኮምፕተር ሲሰተም ዩኒት ዝ/ዩ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑትን ዝ/ዩ መፃሕፈትን /ሓፂን/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 3, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 3, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/