ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ካብ 2017 በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፡ ኣቅሑት ፅሬት ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 29, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 29, 2017 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት10000 ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 ፡ ኣቅሑት ፅሬት 3000 ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ እንዳባጉና ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ ከተማ እንዳባጉና ዝረከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅትን ቀወምቲን ንብረታት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንዳባ ጉና
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: መሳርሒን ሃለቅትን ቀወምቲን ኣቅሑት ብሐደ 5000 ቅርሺ : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳረሒታት 3000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 2000 ቅርሺ : ናይ ሕትመት መሳርሒታት 2000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ክዕድግ ስሰዝደሲ እዚ ቀጥዒ ብምምሳስ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደረ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 14, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 14, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ትካልና ማሕበር አክስዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 1/2015 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 30/2016 ዓ.ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ንምግባር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 16, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 16, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፖስተኛን ሞተረኛ ብናይ ደገ(Out Source) ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 13, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 14, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፕረንተር ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 13, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 14, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉዕል ናይ እልክትሮኒክሰን ናይ መካይን ሰፔር ፓርቲን ብምልጣፍን ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 14, 2017 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 14, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 18, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ክትዕድል ስለዝደለየት::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 13, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 13, 2017 4:05 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝ/ዩ አቁሑት/ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 18, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 18, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/