ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን : ሕትመት መቃሊሕ ጋዜጣ ብግልፂ ጨረታ ከወዳደር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 3, 2017 09:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 3, 2017 10:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ስፔር 15000 : ሕትመት መቃልሕ ጋዜጣ 30000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለደረቅ ጥረ ስርናይ: ዘይቲ ብልዒ :ሽኮር ዓተር ክክዕ ብመሰረት እቲ ቢሮ ዝቀርብ መረአይ ዝቀርብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትርጉምን ሕትመት ጋዜጣን(ምእውጅን ምምፅኣን )ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2016 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2016 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ቋንቋ ትርጉም /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትርጉምን ምትርጋም ምምፃኣን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ቋንቋ ትርጉም /

ማሕበር ልምዓት ትግራይ አዲስ አበባ ፅ/ቤትና ሕድሞና ታወር ያገለገሉ አርማታ ብረት፣ ቆርቆሮ፣ አሉሙኒየምና፣ እንጨቶች እና ያገለገሉ የቢሮ እቃዎች፣ ያገለገሉ ኮምፒተሮች፣ ፕሪንተሮችና ፎቶ ኮፒ ማሽኖች፣ የተለያዩ ያገለገሉ የመኪና ጎማዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ነሐሴ 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: እሁድ መስከረም 5, 2017 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: አዲስ አባባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኞ መስከረም 6, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ፈርኒቸር ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ናይ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ፅገና ክፅግን ስለ ዝደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ትካልና መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ኬሚካልን : ንመዕበይ ዝከዉን ኤሌክትሮድ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 04:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

Save the Children Tigray area Office, Mekelle (TAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply of Construction materials and Eucalyptus.

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 31st, August 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 13th, September 2024 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 13th of September 2024 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Construction Material, Equipment and Machinery/ Construction Raw Materials/

ኣብ ርእሰ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙኒኬሽንክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ንናይ ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መካይን ኣቑሑትን ምሕታም መቓልሕ ጋዜጣ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 25, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 3, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 3, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ስፔር 15,000.00 ንመቓልሕ ጋዜጣ 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/