ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ንአብ ዝተፈላለየ ቦታታት ንመስመር ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል መገጣጠሚ Bult And Nut -16*70 አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 15, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈት ናይ ኤሌክትሪክ አቁሑት ንመበራህቲ ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 15, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ዋንነታ ዝኾነት ተሽከርከርቲ ታቁ 4-00418TOYOTAን ታ.ቁ 4-02320ማዝዳን ተባላሽየን ጠጠው ኢለን ሰለ ዘለዋ ንዕገና ግልጋሎት ዝውዕል ሰፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 15, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ንአብጭንፈረስ Bs1,Bs2 Booster Station ግልጋሎት ዝውዕል Grease EP3 ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 15, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 14, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 14, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ርእሰ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ብቢሮና ንዝሕተም መቓልሕ ጋዜጣ ዝተወሰና ሕታማት ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 26, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 27, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ን2018ዓ/ም ተባሂሉ ካብ ዝተመደበ በጀት ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ንከይዲ ስራሕ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋን ድልውነትን ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ፀባ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 22, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 22, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእከላይ ቤት ፍርዲ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ ኢንዱስትሪ ዝርከብ 140 ሜትር ካሬ ስፍሓት ገዛን ቦታን ብመበገሲ ዋጋ 2,963,469.24 (ክልተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሱሳን ሰለስተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ሱሳን ትሸዓተን 24/00 ብር) ብጨረታ ንክሽየጥ ኣዚዙ ኣሎ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 19, 2018 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 19, 2018 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

Hamlin Fistula Ethiopia - Mekele Center (Project Zero) now invites eligible national suppliers to submit wax-sealed and stamped bids for the procurement of pharmaceuticals equipment and related supplies.

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 20th, April 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Friday 24th, April 2026 5:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Laboratory Equipments/ Pharmaceutical Products/Medicines/

ልዕልተ ልዑላን ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ቅፅሪ ናይ ኣንፈት ደቡብ ዓውደ ምሕረት ተክሊ ኣብ ዝትከሎ ቦታሓምለዋይ ልምዓት (Greenery Area) ንምልባስን ብዝተዳለወ ዘመናዊ ዲዛይን መሠረት ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከስርሕ ወሲኑ አሎ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 17, 2018 12:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 17, 2018 1:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/