ክ/ከተማ ሓድነት ማዘጋጃ ቤት
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ተመዝጋቢ፣ ናይ ግብሪ መለለይ ቑፅሪ (TIN)ን ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከቕርቡ ዝኽእሉ።
* ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 10/11/2018 ዓ.ም ክሳብ 24/11/2018 ዓ.ም ብ500 ብር ብምክፋል ምውሳድ ዝኸኣል ኮይኑ፣ ጨረታ ብ24/11/2018 ዓ.ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብሰዓት 9:30 ይኸፈት።
* ተጫረቲ ናይ ደረቕ ጎሓፍ ምልዓል ጨረታ መክበሪ 50 ብር ብጥረ ገንዘብ፣ ብCPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ኣለዎም።
* ተዓዋቲ ጨረታ ዝተሓተ ዋጋ ዘቕረበን ናይ ደረቕ ጎሓፍ መኻይንን ሓይሊ ሰብን ብኣግባቡ ዘቕርብን ክኸውን ኣለዎ (ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ 0348419012 / 0914721573 / 0914161119)።

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ጉንበት 2018 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታን: ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ከምእዉን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት 2018 ዓም ከቅርብ ዝክእል

3 ካብ ትካልና ትልምን ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕድጋን ንብረትን ፋይናንስን ምምሕዳር ቀዳማይ ደብሪ ዕደጋ ክፈሊ ካብ ዕለት 10/11/2018 ዓም ክስብ 24/11/2018 ዓም ሰነድ ጨረታ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ጨረታ 24/11/2018 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣብ ዕለት 24/11/2018 ዓም ሰዓት 9:30 ይከፈት

5 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ሎት ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓል 50 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ከትሕዙ አለዎም

6 አብ ዝተመልአ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንትሃልዩ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ ፊርማ ዘይዓረፎ ስርዝ ድልዝ ነፀላ ዋጋ ዉድቂ ይከዉን

7 ተጫረቲ ሰዓሪቲ ዝኮኑ ሐፈሻዊ ድምር ዝተሐተተ ዋጋ ዘእተዉ እንትኮኑ ዝሰዓርዎ ናይ ደረቅ ጎሓፍ መካይን ሓይሊ ሰብን ብኣግባቡን ብቅልጥፉን ነቲ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ንተጠቀመቲ ግልጋሎት ዝህብ ክኮኑ አለዎም

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0348419012 0914721573 0914161119