ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ንብረት- መድሓኒት ፣ ናይ ተግባር ስልጠና ፣ ናይ ሰነ ልቦና ንብረት ክትዕድግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 17, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2017 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 17, 2017 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብምልጣፍ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 17, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብምልጣፍ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 17, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክዝአ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል እንቋቁሖን ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 28, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ባልትናን ባኒ ምስራሕን ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 29, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 29, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማን ኮንፎርትን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 17, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና/አፅቢ ማይ ግልጋሎት ትውዕል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 7, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 7, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 7, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 7, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/