The Women Association of Tigray (WAT) Wants to rent a vehicle /car.

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 21st, May 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 26th, May 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 26th of May 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Vehicle Rent/

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2017 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2017 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ከትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2017 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 18, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2017 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 18, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝስዕብ ናይ መስተንገዶ ኣቅሑትን ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 18, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2017 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2017 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Daughters of Charity (DOC) seeks to engage the Contractors for the maintenance of school and Health post to support vulnerable communities in the war-affected Tabias of Abergele District.

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 21st, May 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 29th, May 2025 2:30 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 29th of May 2025 3:00 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከ/ውቕሮ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ 2' ኣውላዕሎ ጣብያ ኣብርሃ ኣፅብሃ ቁሸት መንዳዕ ዝርከብ ናይ ማይ መርከቢ ጎዳጉዲ ናይ ጠሊ ዓቃቢ ስራሕቲ ብዘፈር ማይ ኮንስትራክሽን ደረጃ 10 ኣናእሽተይ ጥራሕ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎ ውልቀ ወይ ሕብረት ሽርክና ማሕበር ብማሽነሪ ብጨረታ ክስራሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 22, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ናይ እንስሳት መድሓኒት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ትራክተር መኪና ስፔር : ናይ ማይ ኣቁሑትን ፡ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት ፣ ናይ ዘርኢ ቲማትምን ናይ ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 27, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/