ማሕበርና ተሰፋ ዕቋርን ልቓሕን ሓላ/ዝተ/መሰ/ሕብ/ስራ/ማሕበር ናይ 2016/2017 በጀት ዓመት ስራሕቲ ማለትውን (ካብ ነሓሰ 2016 ክሳብ ሓምለ 2017ዓ.ም) ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ስራሕቲ ተሰሪሑ ክቕርበልና ስለዝደለና

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 14, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 14, 2017 11:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ንተምሃሮን ካልኦት ክፋል ማሕበረሰብን ግልጋሎት ዝዉዕል Electronics Item (sound system) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 15, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 16, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መመርመሪ መሳርሒ ኣቁሑት (Water Quality Testing Equipements) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ስለትደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 20, 2017 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 21, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 9, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 9, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

Mums for Mums Invitation to qualified bidders for the supply of Spare Parts Materials

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 12th, August 2025 4:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 15th, August 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 15th of August 2025 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 250,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Computer Sales and Accessories/ ICT Equipment’s / Electronic Equipment & Accessories/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 6, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 9, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 9, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት ነዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ( Construction Materials ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 5, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 20, 2017 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 21, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ካብ MMI project ብዝተረኸበ ሓገዝ ንተምሃሮ ንምግብነትን ፅሬት መሐለዊ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ምግቢ እታወትን ናይ ፅሬት ኣቑሑን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 6, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 14, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 15, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ብናይ ስሪ ኣር ፎኦር ሲኤሲኢፕሮጀክት ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ቦራ ቸለና ዝርከቡ ኣብያተ ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ወይድማ ኪኩ ፊክስ ፕሮግራም ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 6, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 12, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 12, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 150,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/Materials for Furnishing MATERIALS.

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 11th, August 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 14th, August 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 14th of August 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ House & Building Furnishings, Fixtures/