ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ እንዳ ኪዳናምሕረት ኣከባቢ ኣብ ደረጃ ብሎኬትን ልስንን ' በፂሒ ዘሎ ሎተ ክልተ (G+4) ህንፃ ንንግዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ግራውንድን ቦታክንሽየጥ ሰለዝደለና ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ክትሳተፉ ንዕድም ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 18, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 18, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ምሻጥ/

Mums for Mums Invitation to Open Bid For The Disposal Of Different Materials

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 04th, April 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 11th, April 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 11th of April 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Other Sale/ Used Items Sale/

ትካል መቀለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ ቁርፅራፅ ናይ ዘገልገለ ሓፂን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፍርዲ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 04 ብልዕሊ መስግድ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጠቅላላ ስፍሓቱ 246 ካ/ሜትር ዝኮነ 4ተ ገዛውትን ዙሪያ መካበቢያን ዘለዎ ሽንት ቤት ዝተደብደቦን ገዛን ቦታን ክሽወጥ ኣዚዙ ኣሎ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 28, 2017 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፓርት ዕጥቂ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 6, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 6, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3ዐዐዐ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔርፓን ባትርን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትርኒክ ኣቅሐ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢን መጋየዕን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2017 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2017 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅ/ት ልም/ምም/ር ፋይናንሲ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2+ ኣውላዕሎ ቤት ፅሕፈት ዘ/ቁ/ገ/ልምዓት /ናይ ካልም / CALM/ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 30, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 30, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/