ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ናይ ቦጥ ማይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 27, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 30, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 30, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል እኸሊ ንመጥሐኒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከጥሕን ስለዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 27, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 30, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 30, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

Yiha Real Estate Plc invitation qualified bidders for Supply and fixing of Borehole Submersible Pump for Water Well Drilled at Yiha City

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 08th, September 2025 10:00 am ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 08th, September 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 08th of September 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

የኢ/ያ ገቢዎች ሚኒስቴር መቐለ ቅ/ፅ/ቤት የሰራተኞች የመኪና ሰርቪስ እና የሙሉ ቀን የመኪና ኪራይ አገልግሎት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ነሐሴ 27, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 12, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 12, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ክፍሊ ዕደጋ ግምባር ደቡብ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንሰራዊት ቀለብ ዝውዕል ባኒ ንምስንካት በዚ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ትካላት /ፎርኖቤታት ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ነሐሴ 27, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜ 3, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜ 3, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ዉቅሮ ግብርና ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ለ 2018 ዓም በጀት ዓመት ለመማር ማስተማር ግለጋሎት የሚዉሉ ግብርና : የላብራቶሪ እቃዎች : ኤሌክትሮኒክስ: ህንፃ መሳሪያ በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ነሐሴ 27, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 7, 2018 3:10 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 7, 2018 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ኤሌክትሮኒክስ ብር 4000 ሁለተኛ የግብርና ላብራቶሪ እቃዎች ብር 15000 ሰወሰተኛ የህንፃ መሳሪያ ብር 4000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ኢንተርፓራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንዝካይዶም ናይ ህንፀትን ፅገናን መንገዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሐደ ናይ ዝተፈላለዩ ከበድቲ ማሽናት ዓበይትን ኣናሽተይን ተሽከርከርቲ ማካይን ክልተ ጎማን ባትሪን ንምግዛእ ሰለሰተ ስተሽነሪ ወይድማ መሳርሒ ፅሕፈት ንምግዛእ ኣርባዕተ ኣዘር ቱሉስን ንምግዛእ ሓመሸተ ዘይትን ቅብኣትን ምግዛእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 27, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 17, 2018 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 17, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የትግራይ ስታቲስቲክስና የወሳኝ ኩነት ምዝገባ ኤጀንሲ ከኢምግረሽንና ዜግነት ኣገልግሎት በመተባበር ከኣለም ባንክ ባገኘዉ የገንዘብ ድጋፍ ለኤጀንሳችን ለማስታወቅያ የሚዉል ባነር በፈቀደልን መሰረት ለማሳተም ይፈልጋል::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ነሐሴ 26, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 29, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 29, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣቅክዕድግ ስለዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 26, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 29, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 29, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ስሌት ብላክ ቦርድ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 26, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 28, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/