ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 09:05 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: መክበሪ መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ 6000 : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 : መሳርሒ ፅሕፈት 3500
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ቢዩልዲንግ ኮንስትራክሽን ማተሪያልስ ኤንድ ኤለክትሮድ ማተሪያልስ ( Building construction materials & Electrode materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ንኮምሺን ፖሊስ ትግራይ ናይ ማርሺ ባንድ ፖሊስ ኮትን ናይ ፖሊስ ቀበቶን ኢሉ እዉን ነቲ ቤት ዕዩ መጋረጃ ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ኮትን መጋራጃን 15000 : ንናይ ፖሊስ ቀበቶ 50000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መጋረጃን ምንፃፍን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

በመንግስት ሰራተኞች ማህበራዊ ዋስትና አስተዳደር ሰሜን ሪጅን የዓዲግራት ቅርንጫፍ ጽ/ቤት ለቢሮ አገልግሎት የሚውል ህንፃ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመከራየት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ኮለጅ ቴክኒክን ሙያን ዓ/ዓዲ ን2017 ዓ/ም ቀወምቲ ንብረትን ሃለቅቲ ንብረት ን ህንፃ ምልክታ ጨረታ መሳርሒ፣ንኤሌትሪክ ፣ኤሎትሮኒክስ ፣ኣውቶ ሞቲቭ ፣ፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 09:05 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ፅርየት ኣቕሑ መሳርሒ ሃለኽቲ ፅሕፈት መሳርሒ፣ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቕሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣከሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ንግስተ ሳባ ዝስራሕ ናይ ምምሕዳር አፊስ ንምስራሕ ብደረጃ 8 GC ደቂቅን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕበራትን ዉልቀ ዳኣንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዘገልግሉ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ነበለት ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ትቦ ብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 23, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ነበለት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 23, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/