MCDP, Adigrat Field Office, invites eligible suppliers to bid for the supply of Food items for conflict vulnerable communties in the DP camps in ADignal town, Agazi, Meda Agame, and commision

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 01st, August 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 06th, August 2026 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Adigrat
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 06th of August 2026 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Food Items Supply/

Tegoga Cement Factory Share Company invites eligible and qualified international bidders for the Procurement of Plant Design, Supply, Construction, Installation, Testing, and Commissioning of the following project on an EPC Turnkey Basis

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 30th, July 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Friday 04th, September 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 04th of September 2026 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50 USD
  • የጨረታ ምድብ Electrical Installation & Maintenance/ Electro-Mechanical Products and Services/

Ethiopian Catholic Church social and development commission Adigrat branch Mekele sub Branch needs Supply of 80 Bee colony to (Enderta, Dogua Tembien, and Tanqua Milash) wereda project site program participants

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 30th, July 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 04th, August 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 04th of August 2026 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Agricultural Services/ Poultry, Bee & Animal Husbandry/ Transport Services/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ብመሰረት ደንቢ ቑፅሪ 36/2018 ዓ.ም. ነዚ ደንቢ መፈፀሚ መምርሒ ቑፅሪ 25/2018 ዓ.ም. ንሓርበኛታት፣ ጉዳኣት ኲናት ሕክምና፣ ነቲ ተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ንምልሳስን ህይወትን ዳግመ ህንፀት ትግራይን ምካያድ ዘድልይ ሃፍቲ ንምትእኻብ፣ ኣብ ትሕቲ ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ 14፣ ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን 2፣ ብድምፅ 16 ንድርጅት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንመሸጣ ዝቐረቡ ኣባይቲ ምስ ሙሉእ ሒዝቶኦም መሬቶም ንምግዛእ ድልየት ዘለዎም ውልቀ ሰባት፣ ውልቀ ነጋዶ፣ ግዚያዊ ሽርክና ማሕበር፣ ህጋውያን ማሕበራት፣ ናይ መንግስቲ ትከላት ልምዓትን ትከላት ንግድን ንኽወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 23, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 1, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 1, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንመሸጣ ዝዉዕል ንብረታት ሐደ ትቦ ማይን መገጣጠሚን ክልተ ሶፍተ ስታተር ስዊች ቦርድ ሰለሰተ ጀነሬተር ኣርባዕተ ገመድ ኤሌክትሪክ ኬብል ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 22, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 2, 2018 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ዓርቢ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 2, 2018 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓለፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይትካልና ሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕለ ክልተ ኣዉተብሳት ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብ ስራሕ ዝተወፈኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 14, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 26, 2018 3:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 26, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2 ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 21, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 29, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 29, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

Expertise France has launched an international call for bids for the supply of medical equipment for Adwa General Hospital in the Tigray region and Abala Primary Hospital in the Afar region. Save Print

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 27th, July 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 26th, August 2026 12:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 26th of August 2026 12:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Laboratory Equipments/ Pharmaceutical Products/Medicines/

የኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ይዞታዎችና ንብረቶች ባሉበት ሁኔታ በግልጽ ሐራጅ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ሐምሌ 20, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 26, 2018 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 26, 2018 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 25%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/