ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ሓባራዊ ዒላ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም :: መረረ15 ደርነፀብ 8 ጎሮሮ 5 ደ /ፀሃይ 3 ድምር ጠቅላላ ሓበራዊ ዒላ 31 ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 26, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ

ኣብ ቤት ፅሐፈት ብሄራዊ ክልላለዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈትና ር / ምምሐዳርን ንቤት ፅሐፈት ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሰ ኢትዩያ ክልል ትገራይ ግልጋሎት ዝዉዕል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 18, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ አቁሑት/

የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት ለመቐለ ከተማ ኣስተዳደር በተለያዩ ቦታዎ ( ኣጂፕ ዓሽምድሑን ደደቢት እና ኢትዩያ ንግድ ባንክ ኣከባቢ) የትራፊክ መብራት (Trafic Light) ስራ በኤሌክተሪክ ሜካኒካል ደረጃ 4 እና በላይ ለተሰማሩ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ጥር 9, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 6, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜ 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ከተማ ቢሮ መቐለ ዋና ዉሽጢ ንትስረሖ ዘላ ህንፃ ዘዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 9, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 22, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት /

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ናይ በጀት 2007 ዓ/ም ካበዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ዲሽ ሓፁር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 9, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን/ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ 20 ላፕቶፕ ጨረታ ክትገዝእ ትደሊ :: ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ ተወዳደረቲ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 9, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 22, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት /

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ : ሞተር ሳይክል ዕድጊት: መኪና ክራይ : ሞተር ማይ : ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቑሑ : GPSን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 9, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 22, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ክራይ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤትፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ኣብ ወረዳና ብቤት ፅሕፈት ሃ/ማ/ማ/ ኢነርጅን ኣብ ጣብያ ሓየሎምን ደብረፅዩንን ኣብርሃ ኣፅብሃን ንዝስርሑ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጭረታ አወዳዲሩ ብኤክስካቫተር ምኩዓትን ምስራሕን ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን/

እንትጮ ቤት ማዛጋጃ ንዘስርሖ ድልድል ዝኸዉን በዓል 30 ቁፅሪ ተንዲኖ በዝሒ 41 በቁፅሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 29, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን/ ህንፃ መሳርሒ/

SAVE THE CHILDREN hereby invites competent contractors to submit a sealed tender for the following school and dry latrines construction works in Tigray Region

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 16th, January 2015 12:00 am (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 02nd, February 2015 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 10th of September 2013 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ Construction/