ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ባክተሮለጂካል ኬስት ፣ማዉንቴን ሳይክል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኮምፒተር ፣ፕሪንተር ፣ጠረጴዛ፣ ሸለፍ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 26, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ንናይ ሆስፒታል መካይን ላንድክሎዘር /ሞዴል 78/ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምግዛእ ይደሊ :: ስለዚነዚኣብታሐቲዝተዘርዘሩረቆሒዝተማልኡነጋዶንክትጫረቱንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ለበረሃለ ፕሮጀክት ማስተባበሪያ ፅ/ቤት ለቢሮ አገልግሎት የሚዉሉ ሁለት ክፍል ቤት አወዳድሮ በጨረታ አወዳድሮ ማስገንባት ይፈልጋል በዚሁም መሰረት ደረጃ 8 እና ከዚያ በላያ ህጋዊ ንግድ ፈቃድ ባላቸዉ እና ከታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የሚያሟሉ ተጫራቾች እንድትወዳደሩ ይጋብዝል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ መስከረም 15, 2008 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: በርሃሌ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ለሰራተኞቹ አገልግሎት የሚዉል የተለያየ መጠንና ዓይነት ያለዉ ጋዎን: ቱታ: የፀጉር መሸፈኛ ቆብ : ሸሚዝ: ሱሪ :ክራባት የሺቶች ጉርድ ቀሚስና ለዋርዲያ ሚሆን የትራፊክ ቆብ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 10, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 19, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ LOT 1: ፅሬት መሳርሒ LOT 2: ህነፃ መሳርሒ LOT 3: ን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑት LOT 1: ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ሚሊ ከተማ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ናይ ማይ ምምልላስ አገልግሎት ዝትሕብ ቦጥ መኪና ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምዕሳር ስለዝደሊ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ተማልኡ ናይ ማይ መመላለሲ ቦጥ መኪና መካረይቲ ትካላት አብቲ ጨረታ ንክሳተፉ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 21, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ፣ንናይ ላባራቶሪ ን ኬሚካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ዘለዎ ዝርዝር መለክዕታት ተማልኡ ነጋዶ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ንክትጫረቱ ሰነድ ጨረታዉን ዘይምለስ ንነፍስወከፍ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብቲ ትካል ክትወስዱ የተሓሳስብ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 3, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ፅሬት ፣ኤለክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ቢሮ ፣ኣቁሑት ኤለክትርክሲቲ፣ ኣቁሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ኣቁሑት መለዋወጢ መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ማለት እዉን መሰልጠኒ ምድላዉ ምግብን መስተን ፣መሰልጠኒ ፅባቀ ደቂ ተባዕትዩን ደቂ አንስትዮን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/