ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ ሞኸኒ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ብናይ ሴፍትኔት በጀት መሳርሒ ህንፃ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ማይ ቡንባ ፣ንናይ ንህቢ ምርባሕ ዘገልግል ኣቁሑት ብናይ ኤስኤምፒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ተጫረቲ ካብ ዕለት 13 ታሕሳስ 2008 ዓም ክሳብ 19 ታሕሳስ 2008 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ ሞከኒ ማይጨዉ ሰነድ ጨረታ ንክትወስዱ ይሕብር

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 19, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 19, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍትን መዓድንን ኢነርጅን ንጣብያ ማርታ ንመ ስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክልተ ቼክ ዳማት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 27, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 27, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2008 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት አቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት:ቀወምቲ ንብረት ወይ ከዓ ፈርኒቸር ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት : ናይ ሕትመት አቁሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ወይ ከዓ ከፀግን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 14, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 26, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 26, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢ/ሪ አ ማህበር ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን ይፅህፈት መሳሪያዎች በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታኅሣሥ 14, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 25, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 25, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኢንድ ደቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ ቃላሚኖ ዝርከብ ድርጅት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ስራሕቲ አጫሪቱ ክሰርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 19, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 19, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለዩ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 21, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 21, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Fresweat Trading plc invites all interested and eligible bidders for conducting feasibility study on Natural Spring Water Bottling Factory who fulfill

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 23rd, December 2015 12:00 am (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Sunday 27th, December 2015 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Sunday 27th of December 2015 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Financial Consultancy/

ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሑ ቼክ ዳማት፣ እስፔስ እርጌሽን ዳይቨርሽን፣ ካናል ኤክስቴንሽን ፣ምንጪ ምጉልባት ብመዐቀኒ መሰረት ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 26, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 26, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 7,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

Save the children is the leading independent non-profit for children hereby invites competent contractors to submit a sealed tender for the following construction works

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 23rd, December 2015 12:00 am (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 14th, January 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 14th of January 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብናይ ኤችዲፒ በጀት ኣብ ጣብያ ዓዲፍልሖ ቁሸት ኣምቦ 9 ፣ቁሸት ቆልቆላ 9 ብጠቅላላ 18 ናይ ሓባር ዒላ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 26, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 26, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/