ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮን ፣ሕትመት፣ ፈርኒቸር ፣ናይ ላባራቶሪ ኬሚካልን ኢኩፕመንትን ፣ከምኡዉን ኣይሲቲ ፣ዝርገሐ ማይ ከብ ሕጫጭ ናብ ቁሸት ሕርሻ ብናይ ማይ ስራሕቲ ዋተር ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ዝተፈላለዩ ናይ ክረሽራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ነዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት መኪና/

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 30, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 30, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በሃገር መከላኪያ ሚነስቴር የሰሜን ዕዝ ጠቅላላ መምሪያ ለ2008 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት የሚዉሉ ከዚህ በታች የተገለፁትን ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ኅዳር 25, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 8, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 8, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ ዩ-ቻናል በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘዘሩትን መስፈርት የምታሞሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ኅዳር 25, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 6, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 6, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ጋብዩናት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ደገጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብቲ ቢሮ ንመካይን መፅለሊ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ክስራሕ መደብ ተታሒዙ ኣሎ በዚ መሰረት ድማ ኣብቲ ዝከየድ ጨረታ ንክትሳተፉ እትደልዩ ስራሕ ተኮናተርቲ BC /GC 8 ን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለኩም ክትሳተፉ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 24, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 60,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 24, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ FSR መለዋወጢ ኣቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/