ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮን ፣ሕትመት፣ ፈርኒቸር ፣ናይ ላባራቶሪ ኬሚካልን ኢኩፕመንትን ፣ከምኡዉን ኣይሲቲ ፣ዝርገሐ ማይ ከብ ሕጫጭ ናብ ቁሸት ሕርሻ ብናይ ማይ ስራሕቲ ዋተር ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: እንደርታ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 60.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ዝተፈላለዩ ናይ ክረሽራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ነዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕድጊት መኪና/

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 30, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 30, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በሃገር መከላኪያ ሚነስቴር የሰሜን ዕዝ ጠቅላላ መምሪያ ለ2008 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት የሚዉሉ ከዚህ በታች የተገለፁትን ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ኅዳር 25, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 8, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 8, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ ዩ-ቻናል በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘዘሩትን መስፈርት የምታሞሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል

  • Posted Date: ቀዳሜ ኅዳር 25, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 6, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 6, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ጋብዩናት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 24, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ FSR መለዋወጢ ኣቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/