ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ወረዳ አገልጉለተን እናሃበ ዝረከባ መኪይን መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ጎማን ባትሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 6, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 25, 2018 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2018 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 6, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 19, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 20, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

HELVETAS Swiss Intercooperation would like to procure Ground Weighing Scale for its project being implemented in Tigray region.

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 15th, November 2025 12:00 pm ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 24th, November 2025 3:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 24th of November 2025 3:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Electronic Equipment & Accessories/ Electro-Mechanical Products and Services/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት መኪና ግልጋሎት እትውዕል ናይ መኪና ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 19, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 20, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከባቢ ኣጂፕ ዝርከብ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ክፍቲ ቦታ ዝምልክቶም ትካላት ብምውድዳር ከካሪ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 17, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 18, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መኽዝን/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ናይ ቢሮና ኣይስቲ ግልጋሎት ትህብ ሞተር ሳይክል ካብ መደበኛ በጀት ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 9, 2018 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 9, 2018 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምም/ርን ኣብ ውሽጢ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ቀላምንጦሳት(ባህርዛፍ) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 12, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 12, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንበዓል መዚ ተቖፃፃሪ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 9, 2018 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 9, 2018 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 10, 2018 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 10, 2018 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይቲ ትካል ግልጋሎት ዝዉዕላ ዝተፈላለያ ዓይነት መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 23, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 23, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት መኪና/