ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 26, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 26, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት ምልሻ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ሳይክል ስፔር ፕሮፎርማ ብምልጣፍ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 16, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 16, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ LOT 20- ጤፍ አስበጥሮ በዩኒቨርስቲው ውስጥ ማስፈጨት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ኅዳር 12, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 20, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 20, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን 2018 ዓም በጀት ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሞተር ሳይክልን : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 26, 2018 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 26, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ዓማዊል ዝርገሐ መስመር ንመስመር ፅገና ሐድሳት መሳርሒን ንኢድ መሳርሒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፊቲንጊታትን: ኤች ዲቢ ትቦን መገጣጠምን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 29, 2018 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 29, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 1, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 2, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ንአገልግሎት እቲ ቤት ዕዩ ዝዉዕሊ ናይ ቄራ ሲኖትራክ መኪናን ናይ ሎደር መኪናን መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 24, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 24, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ናይ ቄራ ሲኖትራክ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ : ናይ ሎደር መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 16000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓደዋ ኣብ 2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምህር ምስትምሃር ን ሓፂር ስልጠና ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ህንፃ መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 23, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 23, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ(ዳዕሮ) ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕል ብሎኬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 19, 2018 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 19, 2018 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኪራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ግልጋሎት ክትረክብ ሰለዝደለየት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 12, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 12, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/