ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ካብ ኣብያት ፅሕፈት ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዘይህባ ተሽከርከርቲ : ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 10, 2018 (20 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 25, 2018 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 25, 2018 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ተሽከርከርቲ 15000 ቅርሺ: ንካሊእ ንብረት 2000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ካብ ናይ ዋንዋሽ ካልኣይ ምዕራፍ ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያ ፍረወይኒ ዝርከብ ኬላ ጥዕና ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓድሹ ዝረገሐ መስመር መስተ ማይ ብፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋወያን መስተ ማይ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 10, 2018 (20 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 17, 2018 5:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 17, 2018 5:55 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

HELVETAS Swiss Intercooperation would like to Procure Crop Seeds for REPASS project sites.

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 16th, May 2026 12:00 pm (22 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 26th, May 2026 3:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 26th of May 2026 3:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Agricultural Services/

በኢትዮጵያ ጉምሩክ ኮሚሽን መቐለ ቅርንጫፍ ጽ/ቤት ብትን ጨርቅ እና የተሽከርካሪ መለዋወጫ ዕቃዎች እንዲሁም የተሽከርካሪ መለዋወጫ ዕቃዎች፣ የቤትና የቢሮ እና የንጽሕና ዕቃዎች በግልፅ እና በሐራጅ ጨረታ አወዳድሮ መሽጥ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ግንቦት 10, 2018 (20 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ግንቦት 17, 2018 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ግንቦት 17, 2018 3:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክሰ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝ ደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 10, 2018 (20 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 12, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 12, 2018 4:35 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንመስመር ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፍቲግ አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 10, 2018 (20 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 13, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ከተማ ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ህንፃ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝርከብ ኣብ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዘገልግል ዝነበረ ዝተፈላለየ ሞልድ፣ፕሪካስትን ሚክሰርን ዝኣመሰሉ ዝተፈላለየ ክብደት ዘለዎም ሓፂነ መፂን ብኪሎግራም መዚኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 10, 2018 (20 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 18, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 18, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ካብ ናይ UNDP ዝወራረድ ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : ፈርኒቸር ኣቅሑትን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ጉንበት 9, 2018 (21 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 24, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 24, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ህንፀት መቐለ ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሐደ ዓመት ን2019 ዓም ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ጉንበት 9, 2018 (21 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 24, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 24, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

HELVETAS Swiss Intercooperation would like to Procured Feed for Poultry to project sites.

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 16th, May 2026 12:00 pm (22 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: Monday 25th, May 2026 3:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 25th of May 2026 3:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ Agricultural Services/ Poultry, Bee & Animal Husbandry/