ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ናይ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 22, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 22, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 21, 2010 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 21, 2010 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኮኒ ንዓማዉል ንመስመር መስፍሕፋሕን ዝዉዕል ናይ ማይ ናዉቲ ማለት ትቦታት መጋጣጠምን: ቆፃርን :ሮቶ ጎማን: ኤሌክትሮ መካኒካል ኤሌክትሮኒክ መቀያየሪ :አቅሑትን ፕላምፕንግ ቱልስ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 17, 2010 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 17, 2010 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 70.00
  • የጨረታ ምድብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ እንትጮ አብ ናይ 2010 ዓም በጀት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፕላምቢንግ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 16, 2010 6:05 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 16, 2010 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ትካልና መስፍን ኢንዱስትሪ ኢንጅነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልክ ማህበር ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ትግራይ ቦታታት ንዝትከሉ 25 ክረሸራት ዝከዉን ናይ መሰረት ስራሕቲ (Construction of Foundation for 25 Crushers) ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC 4 ወይም BC 4 ልዕሊኡን ብቅዓት ዘለኩም ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 15, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 15, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኩባንያችን ኦሮምያ ኢንሹራንስ ኩባንያ አ.ማ በተለያዩ ጊዜ በኣደጋ ምክንያት ጉዳት ከደረሰባቸዉ የደንበኞች ተሽከረካሪ የተረከባቸዉን የተሽከርካሪ አካለት በጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ የካቲት 7, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 10, 2010 2:59 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 10, 2010 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

የኢትጸያ ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን መቀሌ ቅጽቤት ድርጅቶችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ የሚከተሉትን ዕቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ የካቲት 7, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 30, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 30, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቐደማይ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ክፍለ ከተማ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግሉ ዝዉዕል ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 27, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 28, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛንን ኮንስትራክንን ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓምት ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ናይ ድልድይ ስራሕቲ ብብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስተራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 26, 2010 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 26, 2010 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 12,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ን2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 22, 2010 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 22, 2010 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/