ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ግድብ መዕፀዊ ብረት (Different Size of Iron Gate) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 2, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 13, 2010 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 14, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2010 ዓም በቲ ናይቲ ኮሌጅ መደበኛ በጀት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፡መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቅሑት ኣይቲ፡ መሳርሒ ፅህፈት: ኣቅሑት ዕጥቅታት ስፖርት :ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 16, 2010 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 16, 2010 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ ን 2010 በጀት ዓመት 2ይ ሰሚሰተር ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሃለቅትን :ቀወምትን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 15, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 16, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የትግራይ ክልል መንገድ ሥራዎች ኢንተርፕራይዝ በ2010 በጀት ዓመት ለሚያከናዉናቸዉ የመንገድ ግንባታና ጥገና ሥራ አገልግሎት የሚዉሉ የሰራተኛ ደንብ ልብስ :ቆሚ ንብረት: ጎማ :ኮንስተራክሽን ማቴሪያል ፣ አዘር : ዘይትና ቅባት : ፍራሽ :የፅዳት እቃዎች ፣ የመስክ መኪና ኪራይ :የስፔር (መለዋወጫ): የፅዳት መሳሪያዎችና የድልድይ ቤሪንግ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 14, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 14, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

Save the children International Mekelle Filed Office SCI-MFO invites all eligible suppliers to bid for the suppliers of to bid for the supply of Water pump, Suction hose & Delivery hose with full accessories

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 08th, February 2018 6:47 pm (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 16th, February 2018 2:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 16th of February 2018 2:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣብያቲ ክልል ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ቆሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (Office Furniture )ን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት (ዴስክቶፕ ኮምፒተርን :ላፕቶፕ ኮምፒተርን :ዲጂታል ካሜራን) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 15, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 15, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ከልኣይ ርብዒ ዓመት ዕድጊት ናይ ሰብ መድሓኒት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 13, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 13, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ን ዘለዎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 13, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 13, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 13, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 14, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

በኢትዩጰያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ቅርንጫፍ ጽህፈት ቤት ለቶዩታ :ቮልቮና: መርሰደስ መኪኖች አገልግሎት የሚዉሉ አዲስ የመለዋወጫ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 14, 2010 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 14, 2010 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/