ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንሓረስቶት ዝዕደል ሶላር መብራህቲ፣ ኣቅሑት ቢሮን መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ማይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 25, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 25, 2011 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት (ኣቅሑት) ኣንቲ ቫይረስ (Anti-Virus) ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 26, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 26, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዕዲጊት ሶፍትዌር/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ጨረታ ዓዲግራት ጥዕና ጣብያ ተ/ስውኣት ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሕትመት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ንደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2011 7:59 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2011 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 10.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

የመከላኪያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለመቐሌ ደንጎላት ሳምረ -ፊናርዋ -ፕሮጀክት የሰራተኞች ኣልባሳት በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ታኅሣሥ 15, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 23, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 23, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

የትግራይ ክልል ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ከሚሰራቸው የተለያዩ ስራዎች ማለት Supply and implantation of data center system components and video conference service materials ,Supply, installation and configuration of Network infrastrucre for sector office ,Supply video conference and Network materials በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለሎት አንድና ሁለት ለመግዛትና ለማሰራት፣ ለሎት ሶስት ለመግዛት ስለሚፈልግ ከዚህ በታች የተዘተዘረው መስፈርት ያሟሉ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ታኅሣሥ 15, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥር 7, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥር 8, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በሎት የተለያየ ነዉ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ናይ ፈርኒቸር (ጣዉላ ሸልፊ ናይ ዉሽጢ ዓዲይ) ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2011 9:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ናይ ዝተፈላለዩ ሞዴል መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2011 9:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ክትዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2011 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 22, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮብራ መኪና ኣቅሑትን: ፅሕፈት መሳርሒ :መድሓኒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 16, 2011 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 16, 2011 4:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሆስፒታል መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግይ ደደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 26, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 27, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 35.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/