ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መኪና ፅሑፍ ሕትመት፣ ናይ መኪና ኣቀሑት፣ ቲተርን ማሕተምን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 24, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 24, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ ንቤት ፅ/ት ር/ምምሕዳር ናይ ማዕፆ ቁልፊ ናይ ተስሓቢ ወንበር ቁልፊ ስራሕቲ ቁልፊ ዝመሳሳሉ ንብረት ዝሰርሕ ብኩንትራክት ንምሓዝ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክሕዝ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 24, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 24, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 24, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 24, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 24, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 24, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቀለ ዝርከባ መካይን ፅገና ዝገብር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 24, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 24, 2011 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ንዝስራሓ ማእከለዎት ጎዳጉዲ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዘኾንኩምን ተወዳደርቲ ከምኡውን ንዝትፈላለዩ ስራሕቲ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ማሽነሪታት፣ደረቅ ፅዕነት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 11, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 11, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢሎቶም ዝተፈላለዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም ፅሬት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ንሕትመት እንትከውን ርክክብ ዝፍፀመሉ ቦታ ኣብ ናይ ባዕሉ ትካልና ተረከብና ክፍሊት እውን ንፍፅም፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 1, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 1, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳር ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ ሰፌት መኪና ኣቅሑት መለዋወጢ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 23, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 23, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት በ2011 ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 4, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 4, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ መኪና ኣቅሑት፣ ዝ/ዩ ናይ ቢሮ ኣገልግሎት ዝሃቡ ፈርኒቸራት፣ ዝ/ዩ ፅሕፈት መሳርሒታት በሓራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 5, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 5, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/