የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽ/ቤት ለመቐሌ ከተማ ጽሕፈት ቤቶች አገልግሎት የሚውሉ ቡልዶዘር እና ግሬደር፣ ጀነሬተር፣ አስፋልት /ሬንጅ/፣ ሰርቨር፣ የኢንተርኔት ዝርጋታ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ታኅሣሥ 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰኞ ጥር 13, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኞ ጥር 13, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ማሽነሪ ክራይ/ ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/ ዕድጊት መኪና/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ኣቅሑት ቢሮ ማለት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝስራሕ ናይ ተምሃሮ ወንበር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያልኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ንብረት ዝፀዓነ በዓል 20ን 40ን ፊት ኮንተይነር ካብ መቐለ ደረቅ ወደብ ናብ መስፍን ዋና ቤት ፅሕፈት ከምኡውን ባዶ በዓል 20ን 40ን ፊት ኮንተይነር ካብ መስፍን ዋና ቤት ፅሕፈት ናብ መቐለ ደረቅ ወደብ ብተወሳኺ ድማ ካብ መቐለ ደረቅ ወደብ ናብ ውቅሮ፣ ካብ ውቅሮ ደረቅ ወደብ ናብ መቐለ ደረቕ ወደብ ብጨረታ አወዳዲሩ ከጓዓዕዝ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ንስራሕቲ ግራፊክስ ዝኾና 20 ኮምፒተራት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ Smart UPS 1000Va በዝሒ 12 , Power cables with higher quality (0.75 mm2)በዝሒ 36, Divider /Vetoበዝሒ 30 ,Generator 7.5 KW በዝሒ1 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ተዓፂዱ ዝተኾመረ ድርቋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸየጥ የደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ ጥሙር ባጀት Block grant ብዝረኸቦ ገንዘብ ንመሳርሒ ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ GEQIP ብዝረኸቦ ገንዘብ ሓገዝ ንቤተ ንባብ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/