የኢ/ያ ጤና መድህን ኤጄንሲ መቐለ ቅርንጫፍ የመኪና ሙሉ ሰርቪስ የሚሰጥ ጋራዥ ከ ደረጃ ኣራት በላይ የሆናቹ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል በዚህ መሰረት ከዚህ መሸኛ ጋር የተያያዘ የቀረበ ዝርዝር ሞልታችሁ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ መስከረም 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 9, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 9, 2012 8:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ናይ ቤት ምክሪ ግልጋሎት ዝዉዕላ ሞተር ሳይክል ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ፣ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 21, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ኤሌክተሮኒክስ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ መፃሓፍቲ ፣ ዕጥቂ ስፖርት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክልን መካይንን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 1, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 1, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 24, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 24, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራት ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 7, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 7, 2012 8:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 6, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 6, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 7, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 7, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝኸዉን ናይ መድሓኒት ሕክምና ናዉቲን ፣ ናይ ሕትመት ኣቁሐት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ከሰርሕ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 19, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 20, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 35,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሆስፒታል ኩሓ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 16, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 16, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሆስፒታል ኩሓ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 16, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 16, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/