ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራዉ G+10 ህንፃ ግንባታ 1ኛ እና 2ተኛ ፎቅ ወለል የግራናይት ቅብ ስራ ኣጫርቶ ማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 30, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 30, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ወንበር ጠረዼዛን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ላቫጆ መኪናን ፎቶ ኮፒ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ motአወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 22, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 23, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 23, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 23, 2011 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨዉ ብዕለት ዝተሓተተ ንማእከል መሰልጠኒኣትሌትክስ ማይ ጨዉ ናይ ፅሬት መሳርሒ ዝኮዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንግዲ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 23, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 23, 2011 9:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨዉ ብዕለት ዝተሓተተ ንማእከል መሰልጠኒኣትሌትክስ ማይ ጨዉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝኮዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንግዲ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 23, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 23, 2011 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሓፍ ታሪክ ኢትዮዽያ ከሐትም ይደሊ ብመሰረት እዙይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘንታት እተማልኡ አሐተምቲ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ እዚ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 1, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 1, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሓፍ ታሪክ ኢትዮዽያ ከሐትም ይደሊ ብመሰረት እዙይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘንታት እተማልኡ አሐተምቲ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ እዚ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 1, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 1, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ንብረታት ማለት ኣቁሑት መሳርሒ ህንፃ፡ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 6, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 6, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 4, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 4, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ኃ/ ዝተ /ዉ /ኩባንያ አብ እ /መኮኒ 2 ሳይት ዉለማን ኣብ ብሎክ ኦፍላ ሳይት ግራብቁፅን ብዶዞርን ኤክስካቫተርን ተጠቂሙ ጊዚያዊ መንገዲ / Access Road/ ንምፅራግ ዝደለየ እንትከዉን ኩነታት ናይቲ መንገዲ በብሳይቱ ድማ ከም ዝስዕብ ንምግላፅ ተፈቲኑ ኣሎ ኣብ ብሎከ ኦፍላ ክስራሕ ዝተሓሰበ መንገዲ ኮረም 16 ኪ/ሜ ናብ ኣንፈት ደቡብ ምዕራብ ርሕቅ ዝርከቡ ኮይኑ እቲ ብዶዞር ዝፅረግ 5500 ሜትሮ ምኻኑን ብኤክስካቫተር ዝፅረግ ድማ 100 ሜትሮ ኮይኑ 2000 ሜትሮ ድማ ዝፅገን መንገዲ ኣለዎ ብተመሳሳሊዉን ኣብ ብሎክ እ/መኮኒ ዝስራሕ መንገዲ ድማ ካብ ከተማ ኮሮም ከባቢ 24ኪ/ሜ ናብ ኣንፈት ሰሜን ኮይኑ ካብ ኮሮም ናብ ማይ ማዕዶ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ይርከብ ናይዚ ዝስራሕ መንገዲ ንዉሓቱ ድማ 6750 ኮይኑ ከባቢ 200 ሜትሮ ድማ ዝፅገን መንገዲ ኣለዎ ስለዚ ትካልና ጠቅላላ ኣብ ክልቲኡ ሳይት 12350 ሜትሮ መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካብ 305 ንላዕሊ ናይ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዞር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ስለ ዝኮነ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ናይ ዶዞር ማሽንን ኤክስካቫተርን ኣካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይ ጨዉ ኣብ ዝርከብ ኩባንያና ወይ ድማ መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ለፊት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ብብር 100.00 ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ትክእሉ ምካነኩም ንገልፅ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 30, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 30, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ማሽነሪ ክራይ/