ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ፡ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 9, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 9, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ኣቁሑ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ቀለማት ፣ ናይ መኪና እስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 10, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 12, 2012 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለያ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 10, 2012 11:25 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 10, 2012 11:28 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንስራሕቲ ሱፐርቢዥን ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ስለዝንቀሳቀስ መጓዓዝያ ትኸዉን 12 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ሚኒባስ መኪና ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 10, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 10, 2012 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

The Afar N.R.S Urban Housing development and construction bureau invites wax-sealed bids from eligible contractors for furnishing the necessary labor, material & equipment for the construction of A.N.R.S Governmental communication Affairs Project studio

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ መስከረም 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 29, 2012 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፋር
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 29, 2012 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን ንቢሪኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኮድ 4 00112 ትግ ሞዴል 105 ናይ መኪና ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክወዳድር ስለ ዝደለየእቲ ዝርዝር ከም ዝስዕብ ይከዉን

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 8, 2012 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 8, 2012 4:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ በጀት መሰረት ናይ ሞዴል 3L-166ን መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መወዳደሪ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 8, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 8, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 9, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 9, 2012 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን 3ይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማእኸላይ ሻንጣን ምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም ከማኡ ዝግበኦም ቅድመ ኩነታት

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 9, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 9, 2012 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኣብ ክፈለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ናይ መኪና ስፔር ፓርት አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 10, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 10, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/