ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጽያ ሃገረ ስብከት ዓዲ ግራት ዉቅሮ ቅድስት ማርያም ኢንስቲቱዩት ኮሌጅ ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ዉቕሮ ዝርከብ በዓል ሓደ ደብሪ ቤት ፅሕፈትን መምሃሪ ክፍልን ዝሓዘ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ንምስራሕ ደረጃ BC/GC 5ን ልዕሊኡ ስራሕ ፍቓድ ዘለኩም ስራሕ ተቃረፅቲ ክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2012 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2012 4:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 150,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሪጅዮ ፖሊስ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ዕድጊትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 9, 2012 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 9, 2012 11:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ም/ምትግባረን ሰፈር ልምዓት ፕላንን ቆፀራ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሚኒባስ ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 9, 2012 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 9, 2012 11:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 12, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 12, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 9, 2012 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 9, 2012 9:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበሪያ ዩኒት የ መኪና መለዋወጫ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናችሁ እንትወዳደሩ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 8, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 9, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2012 ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 8, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 9, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ባጅ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 8, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 8, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ክልል ትግራይ ንበዓል የካቲት ምክንያት ብምግባር ናይ ኬንዳታት ግልጋሎትን ናይ ባነር ሕትመት ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 20, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ባነር ዓመታዊ መፅሓፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ስለዝደለየ ክትወደደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 12, 2012 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 12, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/