ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ማእከላይ ከተማ መቐለ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ስፔር ፣ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 26, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 26, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 15, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 15, 2012 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ መኪና ጎማ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 15, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 15, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል HZJ-78 ሃይድቶፕ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 15, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 16, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ፕሮጀክት ዝኮነ ካብል ኣብ ትሬዲንግ ከምኡዉን ምንዋሕ ኣብ ጣብያ ሽምጣ ቁሸት ከነያት ፍልይ ቦታ ለክማጆሮ ከምኡዉን ኣብ ጣብያ ንቃሕ ቁሸይ ገደፈና ፍሉይ ቦታ ታሕታይ ዓዲ ሽላ ህንፀት ማይ ብግልፂ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 19, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 19, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ ናይ ላብራቶሪ አቁሑትን ኬሚካልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 28, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 28, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ የተለያ መኪናዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 26, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 26, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት መኪና/

ቤት ፅሕፈት 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ካብ 1 ሓምለ 2010ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30 ሰነ 2011ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቕስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክትገብር ስለዝደለየት ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 22, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

የአፋር ገጠር መንገዶች ባለስልጣን መ/ቤት በመንገድ ፈንድ በጀት በካሳጊታ-ዳሊፋጌ እና ካሳጊታ-ሂዳ መንገዶች ላይ የሚገኙትን አነስተኛ ድልድዮች ጥገና በጉልበት ዋጋ በደረጃ 5 በላይ የሆኑ የግንባታ ፍቃድ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ጥር 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥር 19, 2012 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፋር
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥር 19, 2012 11:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኣብ ፖሊ መቐለ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ዝዉገዱ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 2, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 2, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/