ተወሳኺ ኣንብብ    

ተወሳኺ ኣንብብ    
ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ኃ/ ዝተ /ዉ /ኩባንያ አብ እ /መኮኒ 2 ሳይት ዉለማን ኣብ ብሎክ ኦፍላ ሳይት ግራብቁፅን ብዶዞርን ኤክስካቫተርን ተጠቂሙ ጊዚያዊ መንገዲ / Access Road/ ንምፅራግ ዝደለየ እንትከዉን ኩነታት ናይቲ መንገዲ በብሳይቱ ድማ ከም ዝስዕብ ንምግላፅ ተፈቲኑ ኣሎ ኣብ ብሎከ ኦፍላ ክስራሕ ዝተሓሰበ መንገዲ ኮረም 16 ኪ/ሜ ናብ ኣንፈት ደቡብ ምዕራብ ርሕቅ ዝርከቡ ኮይኑ እቲ ብዶዞር ዝፅረግ 5500 ሜትሮ ምኻኑን ብኤክስካቫተር ዝፅረግ ድማ 100 ሜትሮ ኮይኑ 2000 ሜትሮ ድማ ዝፅገን መንገዲ ኣለዎ ብተመሳሳሊዉን ኣብ ብሎክ እ/መኮኒ ዝስራሕ መንገዲ ድማ ካብ ከተማ ኮሮም ከባቢ 24ኪ/ሜ ናብ ኣንፈት ሰሜን ኮይኑ ካብ ኮሮም ናብ ማይ ማዕዶ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ይርከብ ናይዚ ዝስራሕ መንገዲ ንዉሓቱ ድማ 6750 ኮይኑ ከባቢ 200 ሜትሮ ድማ ዝፅገን መንገዲ ኣለዎ ስለዚ ትካልና ጠቅላላ ኣብ ክልቲኡ ሳይት 12350 ሜትሮ መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካብ 305 ንላዕሊ ናይ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዞር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ስለ ዝኮነ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ናይ ዶዞር ማሽንን ኤክስካቫተርን ኣካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይ ጨዉ ኣብ ዝርከብ ኩባንያና ወይ ድማ መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ለፊት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ብብር 100.00 ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ትክእሉ ምካነኩም ንገልፅ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ: ማሽነሪ ክራይ

ተወሳኺ ኣንብብ    

ተወሳኺ ኣንብብ    
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ: ማሽነሪ ክራይ

ተወሳኺ ኣንብብ    
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ / ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ

ተወሳኺ ኣንብብ    
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት

ተወሳኺ ኣንብብ    
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት

ተወሳኺ ኣንብብ    
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ

ተወሳኺ ኣንብብ    

ዋጋ ምንዛሬ

# መሸጢ መግዝኢ
116.97 (0.23)123.63 (0.22)
130.48 (0.62)131.79 (0.63)
17 (0)16.8 (0.08)
6.75 (0.02)6.82 (0.02)
0.81 (0)0.82 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ መስከረም 15, 2017
ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ጨረታ መደብ