https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9970
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ድዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ማይጨዉ በዓል 4ተ ደብሪ ፕሮጀክት ደረጃ BC 5 GC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ስራሕ ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:400000
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:400
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 ናይ 2012 ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ወረቀት ምስክር

2 ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ናይ ስራሕ ተካናተርቲ ምዝገባ ካርድ ዘለዎ

3 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 960 ምሉእ ብሙሉእ ወዲኡ ዘረክብ         

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ 400000.00 ብስም ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ

6 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 18/05/2012ዓ/ም ሰዓት ምእታዉ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ 18/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 00 61