https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9961
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ን ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ኦክስጅን ኮንሰንትረተር ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ንናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::

4 ጨረታ ሰነድ 60.00 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ፤

5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::

6 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ዘቅርቡ

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 17/04/2012 ዓ/ም እስካብ 01/05/2012 ዓ/ም ይኸዉን::

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 01/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::

9 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::

10 ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

11 እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

12 እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348770023ይደዉሉ::