https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9905
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ኮረም ከባቢ ሓሸንገ ዝርከብ መካነ ሓድጊ ስነ-ጥንቲ ምፍሳስ ባሕሪ መፅለሊ /ሼድ/ ከሰርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 14/04/2012ዓም ጀሚሩ 30 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 15000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/05/2012 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይዕፀዉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77