https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9898
ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ሞተር ሳይክል ፣ መኪና ክራይ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኤሌክትሪክ ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ማት እዉን ቲን ናምበር

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

4 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ

5 መኸበሪ ጨረታ ሞተር ሳይክል 22000.00 ቅርሺ፣ ዝተረፉ 4000 ቅርሺ ብስፒኦ

5 ሰዓራይ ደብዳቤ ካብ ዝበፀሖ 3ተ መዓልቲ ብኣካል ቀርቡ ዉዕሊ ዝኣስርን ንብርት ኣብ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘቅርብን

6 ሰነድ ጨረታ ዝፀንሓሉ 14/04/2012ዓ/ም ክሳብ 30/04/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ይክፈት

7 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ሞተር ሳይክል 200 ዝተረፉ 25 ቅርሺ እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክአሉ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54