https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9887
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነታት ንብረት pre painted panel for roof : for wall : for vertical panal : for door ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን፣ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ኩሉ ግዜ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕደጋ ከፋሊ እናቐረቡ ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 19/12/2019 -28/12/2019ብስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ክወስዱ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብሲፒኦ (CPO) ብር 100000 ብስምዒ ዓሺጉ ምስ ናይ ጨረታ ክእትዉ ይግባእ :: ጥረ ገንዝብ ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

5 እቲ ጨረታ 28/12/2019 ኣፈ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒን መቐለ ይክፈት

6 ሰዓራይ ተጫረቲ ምስዓሮም ምስተነጎሮም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር

7 ተጫረቲ ናይ ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን ክፍሊት ባዕሎም ዝሽፍኑ

8 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ መቐለ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 44 06