https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/977
እንትጮ ቤት ማዘጋጃ ንማይ ዝርገሐ ዘገልግል ናይ ማይ ትቦታትን ኣቁሑን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:እንትጮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም በዚ መሰረት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ 2008 ዓ/ም ዘሐደስኩም

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ቫት ተመዝገብቲ ናይ 2008 ዓ/ም ሕዳር ወርሒ ድክረለሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 50 ብምክፋል ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ እንትጮ ቁፅሪ ገዛ 7 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት 27/3/2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 6/4/2008 ዓ/ም

6 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ምጋዓዝያ ናብ ከተማ እንትጮ ከቅርብ ዝክእል

7 ሰነድ ብምዉሳድ ንሐደ ዋጋ ብንፁር ብምምላእ ብሸምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ቤት ማዘጋጃ ከተማ እንትጮ ገዛ ቁፅሪ 7 የእቱ

8 ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 5000 ሐሙሽተ ሽሕ ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋፀ ስፒኦ ቸክ ከትሕዝ ዝክእል

9 እቲ ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ከተማ እንትጮ ቤት ማዘጋጃ ገዛ 7 ይካየድ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ዉድቂ ይከዉን

10 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/ 04/2008 ዓ/ም ድሕረ ቀትሪ ሰዓት 8:00

11 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27 /4 /2008 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:30

12 ዝኮነ ተጫራታይ መምርሒ እንተማሊኡ ብዘየለሉ እቲ ጨረታ ይክፈት

13 ነቲ ጨረታ መስራቤትና ዝሐሸ መማረፀፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተtሐለወ እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስቁ 0344490006/0933384753